ኣብዚ በጺሕናዮ ዘለና ዘበን: ምስ ናይ መንግስቲ ዝተሓሓዝ ጉዳያት: ብመንገዲ መርበብ ሓበረታ ጌርካ ከተሳልጦ ትኽእለሉ ደረጃ ኢና በጺሕና ዘለና። ቀሊል ምሽ ሓቀይ?